ኣብ ምብራቃዊ ኡጋንዳ ብዘጋጠመ ምህማም መሬት ክሳብ ሕጂ ብዝተፈልጠ 13-ሰባት ምሟቶምን 40 ኣባይቲን ሽዱሽተ ቑሸታትን ከምዝተደበዩንን ተገሊጹ። ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኡጋንዳ ሎሚ ሓሙስ ከምዘፍለጦ ...
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ህወሓት ምኽትል ኣቦ-መንበር ኰይኖም ዝተርመጹ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ፡ ሎሚ ረቡዕ ምስ ማዕከናት ዜና ኣብ ዝገበሩዎ ጻንሒት፡ ግዜያዊ ምምሕዳር መንእሰያት ኣሰልጢኑ ...
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ሳሙኤላ ዘርኣይ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣትላንታ ጆርጅያ ትነብር ነርስ-ፕራክትሻነር'ያ። ኣብ መወዳእታ 1970'ታት ናብ ኣመርካ ገና መንእሰይ ተማሃሪት ኮይና ደኣ ትምጻእ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ወረዳ ደዌ ዝርከቡ መምህራን ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ምክያዶም ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶም ዝሃቡ መማህራንን ማህበር መማህራን’ቲ ወረዳን ሓቢሮም። መንግስቲ’ቲ ክልል ግን ...
ብሕልፊ ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ፡ ዘቤታዊ ቅትለትን መጭወቲን ደቀንስትዮ ኣብቲ ክልል በዚሑ ከም ዘሎ ስድራቤታትን ኣብቲ ጉዳይ ዝሕለቑ ኣካላትን ይዛረቡ። ነዚ ዘእንግድ ዘተን ናይ ሓባር ጻውዒት ...
Netherlands: In a video released Wednesday, the International Criminal Court’s chief prosecutor asked judges to issue an ...
The Thanksgiving holiday rush neared its full stride at U.S. airports on Wednesday, putting travelers' patience to the test.
Namibia: Voters waited in long queues outside polling stations in the capital Windhoek on Wednesday morning to cast ballots ...
ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ናብ ኣስመራ ብምጕዓዝ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ፡ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ክዝትዩ ...
"ብምኽኒያት ፀሊም ዕዳጋ ማዕድናትን ትሑት ኣጠቓቕማ ክቡራት ማዕድናትን ዝርአ ብኽነት፣ ብርሰትን ብኽለትን ቀፃሊ ሓደጋን መፍትሒኡን’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዎ 17 ገፅ ዝሓዘ ሰነድ ትግራይ ...
ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ ሰሉስ 17 ሕዳር 2017 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ሻድሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ መንግስቲ ንዘቕረቦ ናይ 582 ቢልየን ብር ሕቶ ተወሳኺ በጀት ዓመት ገምጊሙ። ኣብቲ እዋን ኣባል ቤት ምኽሪን ...
ድሮናት ዩክሬን ኣብ ሩስያ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ካሉጋ ንዝርከብ ማእከል ነዳዲ ዘይትን ፀዓትን ከም ዝሃረማ ሓደ ምንጪ ወታሃደራዊ ስለያ ዩክሬን ሎሚ ሰኑይ ሓቢሩ። እዚ ኪየቭ ኣብ ልዕሊ ትካላት ፀዓት ...